ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረታዊ ቤት ትምህርቲ ውትህድርና ብርሸለቆ ዘሰልጠኖም ኣመራርሓ ሰራዊት ኣመሪቑ Desta Jul 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረታዊ ቤት ትምህርቲ ውትህድርና ሰራዊት ምክልኻል እዚ ምብራቕ ብርሸለቆ ንካልኣይ ዙር ዘሰልጠኖም ኣመራርሓ ሰራዊት ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄነራል መሓመድ ተሰማ ሓዊሱ ላዕለዎት መኮንናት እቲ እዚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንትካላት ዴሞክራሲ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Jul 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናፃን ገለልተኛን ትካላት ዴሞክራሲ ንጠንካራ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዘለወን ግደ ብዝበለፀ ንምጉላህ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ። ናብቲ ባይቶ ተፀዋዕቲ ዝኾና ትካላት ዴሞክራሲ ሓበራዊ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Desta Jul 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ኣብ ጎቦ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። “ብምትካል ምብራኽ” በዝብል ብዝተሰየመ ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብምስታፎም ዝተሰመዖም ታሕጓስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብሓደጋ ውሑጅ 24 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jul 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ትማሊ ብሓደጋ ውሑጅ 24 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፥ እቲ ሓደጋ መሰንበዲ ኢዩ ኢሎም። ንስራሕቲ ምድሓን ህይወት ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር እውን ገሊፆም። እቲ ሓደጋ ውሑጅ ኣብ ዘጋጠመሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ምድላይ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያዊ” ንዘበናት ድልየት ዴሞክራሲን ሕልሚን ዝድህስስ መፅሓፍ እዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር መተሓበሪ ማእኽልን ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ “ምድላይ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያዊ" እቲ መፅሓፍ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንዘበናት ድልየት ዲሞክራሲን ሕልሚን ዝድህስስ ብርሃን ፍልጠት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢነ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካቢነ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ዓመት 13 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ኣርባዕተ ወሰንቲ ጉዳያት ከተማ ለኸ ኣጀንዳታት ተመያይጡ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ቅልጡፍ ለውጢ እታ ከተማ ኣብ ግምት ብምእታው፣ ወፃኢታት ንምንካይ፣ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምምሕያሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ብተግባርን ብኣተሓሳስባን ምምራሕ ምኽኣሎም መግለፂ መደመር ወለዶ እዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መራሕቲ ሃገር ብተግባርን ብኣተሓሳስባን ምምራሕ ምኽኣሎም መግለፂ መደመር ወለዶ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ላዕለዋይ ሓለፍነት ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ቆራፅ እያ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ንምክልኻል ዝግበሩ ምትሕብባር ንምጥንኻር ቆሪፅ እያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣሕመድ ናስር ኣል ራይዚ ዘትዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንተርፖል ዶብ ሰገር ገበናት ንምውጋእ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ክሰርሕ እዩ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ንምውጋእ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ክሰርሕ እየ ኢሉ፡፡ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፖል ኣሕመድ ናስር ኣል ራይዚ ዘትዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ 350 ሚሊየን ዶላር ልቓሕ ስምምዕነት ኣፅዲቑ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢኣብ መንጎ ፌዴራላዊ ዲሞክራስያዊ ሪፓብሊክ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን÷ ካልኣይ ዘላቒን ኩለመዳያዊን ፖሊሲ ልምዓት ኢኮኖሚ ዝተገበረ ልቓሕ ኣዋጅ ስምምዕነት መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። 6ይ ቤት ምኽሪ…