ስፓርት ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝሳተፍ ቀዳማይ ተጓዓዚ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ቶኪዮ በፂሑ፡፡ እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ናሬታ እንትበፅሕ ብኤምባ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኢትዮጵያ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሉጥን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንምሃብ ሓዱሽ ብስራት ሒዝና መፂና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንግልታዕ ነበርቲ ዝንኪ ስሉጥን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንምሃብ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓዱሽ ብስራት ሒዝና መፂእና ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ኣገልግሎት ኣዲስ መሶብ ሓደ ማእኸል ስራሕ…
ስፓርት ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ኮይኑ mizan mekonen Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣጥቃዓይ ማንቼስተር ናይ ቕድሚት መስመር ተፃዋታይ ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ምዃኑ ተረጋጊፁ። ዑመር ማርሙሽ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ግብፂ ምስ ቡርኪና ፋሶ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰላም ናይ ምፅናዕ ስራሕቲታቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ምክላኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰላም ናይ ምፅናዕ ስራሕቲታቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሓዱሽ ዓመት 2018…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡- mizan mekonen Sep 10, 2025 0 እንዃዕ ን2018 ሓድሽ ዓመት ኣብፅሐኹም። ዝሓለፈ ዓመት ኣብ መዛዘሚ ግድብና ብስራት፣ ብኩሎም ዝተለምናዮም ተግባራት ዝነበረና ኣፈፃፅማ ሰናይ ኮይኑ ሓሊፉ፡፡ ክንድቲ ዝግበኣና ዋላ ኳ ኣይኹን እንኽእሎ ሰሪሕና፤ዝተርፈና ዋላ እኳ ተሃለወ ዓብዩ ዓወት ረኺብና፡፡ ካብ ሎሚ ፅባሕ ይበልፅ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ዕቤት ኢትዮጵያ ናብ ዝለዓለ ደረጃ እነሳግረሉ ክኀውን ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ዓመት ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ብምጉልባት ዕቤት ኢትዮጵያ ናብ ዝለዓለ ደረጃ እነሰጋግረሉ ክኸውን ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ እቶም ኣፈ ጉባኤ ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ክሳብ ሕዚ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዘይተሳተፉ ኣካላት ክሳተፉ ክስራሕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2018 ዓ.ም ክሳብ ሕዚ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዘይተሳተፉ ኣካላት ክሳተፉ ንምግባር ክስራሕ ኢዩ ኢሉ። ኣቀባሊ ቃል እቲ ኮሚሽን ጥበቡ ታደሰ ኣብ ዝተዛዘመ 2017 ዝተወገኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሙ ሓጎሱ ገሊፁ mizan mekonen Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ህንፀቱ ተዛዚሙ ትማሊ ዝተመረቐ ዓወት ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም፡፡ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ክርስቲያናት ወንጌላዊያን ኢትዮጵያን ምዝዛም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዘትዮም mizan mekonen Sep 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዘተ ኣካይዶም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ “ሎሚ ንግሆ ንፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ማያርዲት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡- mizan mekonen Sep 10, 2025 0 ኢትዮጵያ ምብራኽ ዝጀመረትሉን ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ዝተመረቐሉን እዋን ንዝኽበር ሓዱሽ ዓመት እንዃዕ ኣብፀሐኹም፡፡ ዝሓለፈ ዓመት ፈጣሪ ኣብ ጎንና ኮይኑ ዓወት ኣብ ኣፍደገ ገዛና ዝረኣናላ ዓመት እዩ ነይሩ። ኣብ ዓውዲ ሕርሻ፣ ቱሪዝም፣መዓድንን፣ ማኑፋክቸሪንግን ኣይሲቲን ዘመዝገብናዮም ዓወታት ነዙይ…