Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2025

ኣብ ሻምፕዮና ብሽክለታ ዓለም ዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፕዮና ብሽክለታ ዓለም ብምስታፍ ዝነኣድ ብቕዓት ዘመዝገበ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ካብ 11 ክሳብ 18 መስከረም ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ እቲ ውድድረ፥ ኢትዮጵያ ብድምሩ ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚማ።…

ኢሬቻ ንዋሕዚ ቱሪዝም ዘለዎ ልዑል ግደ ከዐቢ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓልዩ ብድሙቕ ንክኽበር ብምግባር ንዋሕዚ ቱሪዝም ዘለዎ ልዑል ግደ ከዐቢ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፡፡ በዓል ኢሬቻ ባህሊዊ ክብርታት ሓልዩ ንምኽባር ኣብ ክሊ ዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ…

ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ቀሪባ ኣላ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ቀሪባ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣባል እቲ ትካል ንምኻን እትገብሮ ዘላ ድርድር ዝበፅሓሉ ብርኪ ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም። ኣብ…

ኣሰናል ንኒውካስልን ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ወሲዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣሰናል ንኒውካስል ኒውካስል ዩናይትድ 2 ን 1 ስዒራታ። ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ተቐይሩ ዝኣተወ ሚኬል ሜሪኖን ጋብሬል ማጋሌሽን ኣመዝጊቦምወን። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…

ምርግጋፅ ፅርየት ቡን  ንዕብየት ሸርፊ ወፃኢ…

ኣዲስ አበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ቡንን ሻሀን ኢትዮጵያ ዲላ ስራሕቲ ማእኸል ምርምርን ሰርቲፊኬሽንን ፅርየት ፍሪያት ቡን ኣጀሚሩ። ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ክላስተር ዲላን ሓላፊ ቢሮ ግብርናን ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ መሪሁን ፍቅሩ(ዶ/ር)፥ ንፅርየት…

ባዛርን ኤክስፖን ኢሬቻ ኣብ ማእኸል ኤግዚብሽን ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሮ ኢሬቻ መበገሲ ብምግባር ዝተሰናደአ ባዛርን ኤክስፖን ኢሬቻ ኣብ ማእኸል ኤግዚብሽን ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ተኸፊቱ። ኣብ’ቲ ባዛርን ኤክስፖን፥ ዝተፈላለዩ ባህላዊ ኣልባሳትን ገይፃ መይፂን፣ ፍሪያታት  ግብርናን ሃገር ቦቀል ኢንዱስትሪን ቀሪቦም።…

ኢሬቻ ሓድነት ብምጥንኻር ንክኽበር መራኸብቲ ሓፋሽ ሓላፍነቶም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝቕበር ኢሬቻ ሃገራዊ ሓድነት ብምጥንኻር ንክኽበር መራኸብቲ ሓፋሽ ሓላፍነቶም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ዝጠመተ ንሰብ ሙያ መራኸብቲ ሓፋሽ መብርሂ ዝሃቡ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ሃይሉ ኣዱኛ፥ ፍልፍል…

2ይ ዙር ምስፍሕፋሕ ንግዲ ኢትዮ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ቀረብ ሎጂስቲክስ ንዞባዊ ምትእስሳር ንግዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2ይ ዋዕላ ምስፍሕፋሕ ንግዲ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡትን ምትሕብባር ሎጂስቲክስ ንምዕባይ ዝዓለመ እንትኾን፤ ምክትል ፕሬዚዳንት…

ኢሬቻ ብድሙቕ ስነ ስርዓት ንምኽባር ተዳሊና ኣለና-ኣባ ገዳታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር ኢሬቻ ባህላዊ ተውፊቱ ብዝሓለወ መገዲ ብድሙቕ ስነ ስርዓት ንምኽባር ተዳሊና ኣለና ኢሎም ኣባ ገዳታት። ኣባ ገዳ ግርማ በቀለ፥ ኢሬቻ ኣብ እዋን ክራማት ዝነበረ ዝናብ ምምላእ ወሓዝቲ ሩባታት፣ ውሕጅን ወዘተ ብዝበሉ ምኽኒያታት…

መንግስቲ በቢብርኩ ዝረኣዩ ሃጓፋት ኣገልግሎት ንምእራም ይሰርሕ ኣሎ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ በቢብርኩ ዝረኣዩ ሃጓፋት ኣገልግሎት ንምእራም ይሰርሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)። ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህርዳር ኣገልግሎት ሓደ ማሕኸል መሶብ ሎሚ ስርሑ ጀሚሩ። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ እቲ…