2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘዕወተቶም ልምዲታት እተካፍለሉ መድረኽ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እተተኣናግዶ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ሃገርና ዘዕወተቶም ጭቡጣት ልምዲታት ተካፍለሉ መድረኽ ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡
2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…