ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጀሚሩ ንድሕሪት ዝኸደ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ከምዝበሉዎ፥ ዓብዪ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ከይዱ ከቢድ ይኹን እምበር ፍሪኡ ጥዑም ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መድከሚ ይኹን እምበር ፍሪኡ ኣዚዩ ጥዑም ክኸውን ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ኣብ ዝገበሩዎ ፃሒት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፈለማ እዋን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝገበርኩዎ ዑደት እቲ ፕሮጀክት ዝፈረሰ መንደር ይመስል ነይሩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጂኦፖለቲክስ ኢትዮጵያ ካብ ዝኽትምና ናብ ዝሐሸ ቁመና ምስግጋሩ ጋህዲ ክኸውን ግድብ ህዳሰ ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ብዝብል መሕትት÷ ግድብ ህዳሰ ንፈለማ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ ልዕሊ 483 ሚሊየን ብር ፕሮጀክት መስተ ማይ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ ብልዕሊ 483 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይ ተጀሚሩ። ኣብ ስነ ስርዓት መጀመሪ ህንፀት እቲ ፕሮጀክት መስተ ማይ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ቁፅሪ መወትቲ ካብ 800 ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምብራቓዊ ኣፍጋኒስታን ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ ካብ 800 ሓሊፉ ተባሂሉ፡፡ በቲ ሓደጋ ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ሰባት ዝተጎድኡ እንትኾኑ፤ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን በቲ ሓደጋ ልዑል ጉድኣት ኣተኣናጊዶም፡፡ ማእኸል…
ስፓርት ድሕሪ ክልተ ናይ ሊግ ፀወታ ዝተባረረ ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ባየር ሊቨርኩሰን ንኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣሰናቢታቶም፡፡ እቶም ኣሰልጣኒ ካብ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ተሰናበቱ ብዘይ ጋንታ ዝፀንሑ እንትኾኑ፥ ኣብዚ ክረምት ንስፔናዊ ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ብምትካእ ንባየር ሊቨርኩሰን ምርካቦም…
ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ዝተገበሩ ዝውውራት… Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ መዓልቲ መስኮት ዝውውር እዚ ክረምቲ ብዙሓት ተፃወትቲ ናብ ዝፈላለያ ጋንታታት እናተዘዋወሩ ይርከቡ፡፡ ሊቨርፑል ናይታ ጋንታን ፕሪሚዬር ሊግን ክበረወሰን 130 ሚሊየን ፓውንድ ብዝኾነ ሒሳብ ዝውውር ንኣሌክሳንደር ኢሳክን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልደት ነብዩ መሓመድ እንትነኽብር ንሶም ይምዕዱዎም ዝነበሩ ክብሪታት ምሕሳብ ይግባእ – ሼኽ ኣብዱል ሃሚድ ኣህመድ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልደት ነብዩ መሓመድ እንትነኽብር ንሶም ይምዕዱዎም ዝነበሩ ክብሪታት ሰላም፣ ምክእኣል፣ ምክብባርን ሓድነትን ምዝካር ይግባእ ኢሎም ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሼኽ ኣብዱል ሃሚድ ኣህመድ፡፡ መበል 1 ሺሕን 500 በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅርየት ትምህርቲ ንምሕላው ብዝተገበሩ ተግባራት ዝተባባዕ ውፅኢት ተረኺቡ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፅርየት ትምህርቲ ንምሕላው ብዝተገበሩ ተግባራት ዝተባባዕ ውፅኢት ተረኺቡ ኢለን። ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር መበል 32 ከተማዊ ጉባኤ ትምህርቲ፥ ብፍልጠትን ክእለትን ትውልዲ ብምፍራይ ንኢትዮጵያ መርኣያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ከተማና ብዝኾነ ይኹን እኩይ ተግባር ንከይዕንቀፍ ገይርና ኢና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰላም ከተማና ብዝኾነ ይኹን እኩይ ተግባር ንከይዕንቀፍ ገይርና ኢና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብክልሰ ሓሳብን ተግባርን ዝሰልጠኑ ሓምሻይ ኮርስ ምልምል ሰራዊት ሰላም ሎሚ ተመሪቖም። ኣበባ…