Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2025

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2017 ዓ.ም ዘሳለጡዎም ተግባራት

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2017 ዓ.ም ቅልጡፍ ኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ቁልፊ ዝኾኑ ስትራቴጂካዊ ውጥናት፣ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክትን ስምምሕነት ህንፀትን፤ ብ2.5 ቢሊዮን ዶላር መፍረዪ ኮምፕሌክስ ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያ ንምጥያሽ…

ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት መሪቖም ከፊቶም። ብመሰረት እዚ ኣይተ ኣደም ኣብ ከተማ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን900 ሺሕን 702 ተምሃሮ ኣገልግሎት ምግብና ንምሃብ ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2018 ዓ.ም ን900 ሺሕን 702 ተምሃሮ ኣገልግሎት ምግብና ንምሃብ ምድላው ተገይሩ ኢሉ ኤጀንሲ ምግባ ምምሕዳር እታ ከተማ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ስንታየሁ ማሞ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልኡ፥ ኣገልግሎት ምገባ…