ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጀሚሩ ንድሕሪት ዝኸደ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ከምዝበሉዎ፥ ዓብዪ ግድብ…