ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሺ ሃገራት ንፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሑ ሓቲቱ mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ሃገራት ዝያዳ ፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቶም ፕሬዚዳንት ነዙይ ዝበሉ ኣብ ቻይና ትርከብ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ኣኼባ ምትሕብባር እዩ፡፡ ምምሕዳር ዓለም…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ንዶናሩማ ኣፈሪማቶ mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማንቼስተር ሲቲ 30 ሚሊን ዩሮ ወፃኢ ብምግባር ንጣሊያናዊ ሓላዊ ሽቶ ጂያንሉጂ ዶናሩማ ካብ ፒኤስጂ ምፋራማ ዕላዊ ገይራ። ዶናሩማ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2030 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሕ ኪንትራት ተፈራሪሙ፡፡ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝመፁ መዓልታት ጳጉሜን… mizan mekonen Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ዕዉታት ስራሕቲን መፃኢ ሃገራዊ ትልሚታት ዝፍለጥሉ ኣብ መፃኢ መዓልቲ ጳጉሜን ዝተፈላለየ ኣስማት ተዋሂብዎም። ጳጉሜን-1 መዓልቲ ፅንዓት መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ መሰረት ድልዱል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Desta Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይዛዘም ኣብ ዘሎ 2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ናይ 2017 ዓ.ም ባጀት ዓመት ዓበይቲ ናይ መንግስቲ ተግባራት ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባቐ ሃገርን ባህሊን ንዓለም ዘፋለጠ ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል Desta Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሩሲያ ኣብ ዘሰናደኦ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ማርችንግ ባንድ ፅባቐ ሃገርን ባህሊን ንዓለም ዘፋለጠ ዘኹርዕ ተግባር ፈፂሙ። ኣብቲ ፌስቲቫል ዝተሳተፈ ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ ንጎሆ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ፍልፍል ኣታዊ ዕላዊ ኮይኑ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)፥ እቲ ግድብ መርኣያ ሓድነትናን ፅንዓትናን ዝኾነ ናይዚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ሓደ ሺሕ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Sep 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሱዳን ግዝኣት ዳርፉር ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ሓደ ሺሕ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ ኣብታ ሃገር ካብ ዘሎ ጎንፂ ብምህዳም ብዙሓት ተመዛበልቲ ኣብ ዘዕቑብሉ መንደር ታራሲን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጀሚሩ ንድሕሪት ዝኸደ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ከምዝበሉዎ፥ ዓብዪ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ከይዱ ከቢድ ይኹን እምበር ፍሪኡ ጥዑም ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መድከሚ ይኹን እምበር ፍሪኡ ኣዚዩ ጥዑም ክኸውን ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ኣብ ዝገበሩዎ ፃሒት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፈለማ እዋን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝገበርኩዎ ዑደት እቲ ፕሮጀክት ዝፈረሰ መንደር ይመስል ነይሩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጂኦፖለቲክስ ኢትዮጵያ ካብ ዝኽትምና ናብ ዝሐሸ ቁመና ምስግጋሩ ጋህዲ ክኸውን ግድብ ህዳሰ ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ብዝብል መሕትት÷ ግድብ ህዳሰ ንፈለማ እዋን…