ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ህንፀት ቦታ መወፃፅኢ ዝበፅሐ ሓደጋ ምድርማስ መንግስቲ ሓዘኑ ገሊፁ mizan mekonen Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ምምሕዳር ከተማ ኣረርቲ ኣብ ዝርከብ ቤተክርስትያን ኣረርቲ ማርያም ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ቦታ ህንፀት ህይወት ብዙሓት ሰባት ሓሊፉ። ግልጋሎት ኮምዩኒኬሽን መንግስቲ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩም mizan mekonen Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ን ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ኣትዮም። ኣብቲ ዑደቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስትን ሓላፊ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንምኽባር ዝተገበረ ምድላው… Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንምኽባር ኣድላዪ ምድላው ተገይሩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት መካየዲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡፡ ናይዚ ዓመት በዓል ኢሬቻ ዝቕፅል 24 መስከረም 2018 ዓ.ም ኣብ ሆረ ፊንፊኔ ‘ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር’ ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣረጋውያን ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ኣረጋውያን ኣብ ዓለም ንመበል 35 ግዜን ኣብ ሃገርና ድማ ንመበል 34 ግዜን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል "ድሕነት ኣረጋውያን ናይ ምሕላው ሓላፍነትና ንዋፃእ" ብዝብል መሪሕ ሓሰብ እናተኸበረ ይርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሓሸ ምህርቲ ዝህቡ ዓይነታት ስርናይ ንምምዕባል ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ዝሓሸ ምህርቲ ዘምፅኡ ዓይነታት ስርናይ ንምምዕባል ይሰራሕ ኣሎ ኢሉ። ማእከል ምርምር ሕርሻ ቁሉምሳ ኣብቲ ኢንስቲትዩት ካብ ኣውስትራልያ ብዝመፁ ክኢላታት ዑደት ኣካይዶም። ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽኽበር ኩሉ ተሳታፊ እጃሙ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽዛዘም ኩሉ ተሳታፊ እጃሙ ክዋፃእ ኣለዎ ኢሉ። ሕብረት ኣባገዳዎች ኦሮሞ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ብዝምልከት ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ፤…
ስፓርት ባርሴሎና ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ባርሴሎና ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ሓያላት ጋንታታት ዓለም እዚ እዋን ባርሴሎናን ፒኤስጂን ኣብ ኤስታዲ ኦሊምፒክ ዝገብረኦ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ስፔናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመሓየሸ መሕለፊ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ… Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርት ኣብ 2017 ዓ.ም ናብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ መእተዊ ውፅኢት ካብ 300 ናብ 297 ክንኪ ገይሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ከምዝገለፆ÷ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ተምሃሮ ናብ ዝቕፅል ደረጃ ትምህርቲ ንምሕላፍ 50 ሚኢታዊን…