Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2025

ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምምፃእ ፈጠራን ሰለጤንን ምርግጋፅ ይግባእ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምምፃእ ኩሎም ኣካላት ብሓባር ብምትሕብባር ፈጠራን ሰለጤንን ምርግጋፅ ይግባእ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ ብመርኣዪ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል ርእሲ ንላዕለዎት…

ብዘይካ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ሰለማዊን ልምዓታዊን ጉዕዞ ምግባር ኣይከኣልን -ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ  ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዘለዋ ሃገር እንተዘይኮይና ሰለማዊን ልምዓታዊን ጉዕዞ ምግባር ኣይከኣልን ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ ብመርኣዪ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል ርእሲ ንላዕለዎት…

መሳልል ዕብየት ደረጃ ብደረጃ ንምውፃእ ምፍታን ጉልበት ዘዳኽም ኢዩ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሳልል ዕብየት ደረጃ ብደረጃ ንምውፃእ ምፍታን ሃፍቲን ጉልበትን ዘዳኽም ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር፥ ብመርኣዪ ምድማር መንግስቲ ምዕባለ ዓውዲታት” ብዝብል ርእሲ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ ተዓዊቱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ምዕሩይ ዝኾነ ዓቕሚ ምህናፅ ዝተስኣኖ  ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ሰዓት 9፡00 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢዩ…

ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንምምላስ ዝግበር ፃዕሪ ቀፂሉ ኣሎ- ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሽርሒን ዘይሕጋዊ መገዲን ዝሰኣነቶ ኣፍደገ ባሕሪ ብሰለማዊ መገዲን ብድርድርን ንምምላስ ፃዕራ ኣጠናኺራ ቀፂላ ኣላ ኢሎም ኣምባዳሰር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ጀማል በከር (ዶ/ር)፡፡ እቶም ኣምባሳደር ምስ ተወከልቲ ማሕበራት…

ንኢትዮጵያ ንምህናፅ መገዲ ምድማር ኣድላዪ ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነኢትዮጵያ ንምህናፅ መገዲ ምድማር ኣድላዪ ኢዩ ሓላፊ ሚኒስትር ዓውዲ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ምስ ፋና ፓድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ኢትዮጵያ እንሃንፆ ዴሞክራሲያዊ ሰርዓት ካብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ተካእቲ ፍሪያታት ንዝዋፈሩ መልማዕቲ ኣድላዪ  ደገፍ ክግበር ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በተካእቲ ፍሪያታት ንዝዋፈሩ መልማዕቲ ኣድላዪ  ደገፍ ክግበር ኢዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ነተን ከንቲባ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንደር ኢንዱስትሪ ኣቃቂ ቃልቲ…

ኣብ ክልል ዓፋር ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣብ ዘጋጠመሉ ከባቢ ተነፃፃሪ ምርግጋእ ተፈጢሩ – ጂኦሎጂካል ኢንስቲትዩት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ቅድሚ መዓልቲታት ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣብ ዘጋጠመሉ ከባቢ ሕብረተሰብ ተረጋጊኡ ስርሑ ዝውግነሉ ተነፃፃሪ ምርግጋእ ተፈጢሩ ኢሉ ጂኦሎጂካል ኢንስቲትዩት ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ኢንስቲትዩት ኣብቲ ክልል ከባቢ ኤርታሌ ፍሉይ ሽሙ ሃይሊ ጉብ…

ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ማንቼስተር ሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፊል ፎደን (2) ሸቶታትን ግቫርዲዮልን እንተመዝግቡ፤ ናይ ሊድስ ዩናይትድ ድማ ካልቨርት…

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ዘጠናኽር ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ዘጠናኽር ኢዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ሓቆፍ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ መበል 20 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን…