Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2025

ኣዲስ ኣበባ መግለፂት ብዙሕነትን ፅባቐን ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኸበረ ዝርከብ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን መዛዘሚ መድረኽ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘው ተሻገር፣ ኣፈ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ በእንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓቲ 5 ፀወታታት ካካየዱ ኢዮም፡፡ በዚ ድማ ምሸት ሰዓት 12 ብሬንትፎርድ ምስ በርንሌይ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሊድስ ዩናይትድ ከምኡ እውን ሰንደርላንድ ምስ በርንማውዝ ፀወተአን ከካይዳ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 50 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዝስዕቡ ምቕራቦም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።…

ብሄራዊ ባንኪ ብመሰረት እቲ ሓዱሽ ኣዋጅ ባንኪ ንባንኪ ስታንዳርድ ሓዱሽ ፍቓድ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ብመሰረት ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ባንኪ ንግዲ ንባንኪ ስታንዳርድ ተወካሊ ቢሮ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ፍቓድ ሂቡ። እቲ ዝተውሃበ ፈቓድ ተወካሊ ቢሮ ናይ ወፃኢ ባንኪ፤ ኣብ ትሕቲ ቀጥታ ቁፅፅር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ክኾኑ ብዝተደነገገ…

ኣብ ኣፍሪካ ምዕባለ ንምርግጋፅ ትካላት ኣብ ፍትሒ ተመስሪቶም ክሰርሑ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍሪካ ሰላም ዝዓሰላን ዝማዕበለትን ንኽትከውን ትካላት ኣብ ፍትሒ ተመስሪቶም ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም፡፡ 4ይ ሲምፖዚየም ሕገ መንግስታዊ ኣቢያተ ፍርዲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ…

ተወከልቲን ዲፕሎማሰኛታትን ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ መብፅሒታት ቱሪስት ሃረርን ድሬዳዋን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መቐጢኦም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ተወከልቲን ዲፕሎማሰኛታትን ዓለም ለኸ ትካላት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ መብፅሒታት ቱሪስት ሃረርን ድሬዳዋን ዑደት ገይሮም፡፡ እቲ ዑደት ሚኒስቴር ቱሪዝምን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን…

ኣብ ሆንግ ኮንግ 128 ሰባት ንሕልፈት ዘቃለዐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሆንግ ኮንግ ኣብ ህንፃታት ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ቁፅሪ መወትቲ 128 በፂሑ ኢሎም ሰብ መዚ እቲ ከባቢ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ረቡዕ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንሕልፈት ካብ ዝተቓልዑ ብተወሳኺ ልዕሊ 200 ሰባት ክሳብ ሕዚ…

ኢትዮጵያ ኮፕ-32 ጉባኤ ንምትእንጋድ ምሕራያ ኣብ ልምዓት ተሓዳሲ ሓይሊ ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘረጋግፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኮፕ-32 ጉባኤ ንምትእንጋድ ምሕራያ ኣብ ልምዓት ተሓዳሲ ሓይሊ ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘረጋግፅ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ንክሊማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ሀንፀት ኢኮኖሚ ናይ ማይ፣…

ፅሬት ዘለዎ ተበፃሕነት ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ንምስፋሕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅሬት ዘለዎ ተበፃሕነት ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ንምጥንኻር ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ተስፋዬ ወርቁ ከምዝበሉዎ÷ መድሕን ጥዕና ናይ ምኽፋል ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት ኣድላዪ…

ስርሑ ዝዛረበሉ ኮከብ ኢንጎሎ ካንቴ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሱ ብዛዕባ ስርሑ ምንም ምዝራብ እንተየድለዮ ስርሑ ዝምስክረሉ ኮኸብ ኢዩ ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ማእኸል ኢንጎሎ ካንቴ፡፡ ናብ ፈረንሳይ ካብ ዝተሰደዱ ማላዊያን ወለዱ ኣብ ፓሪስ ዝተወለደ ኢንጎሎ ካንቴ፤ ብባህሪኡ ሓፋር ይኹን እምበር ኣብ ሜዳ…