ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣር ወሳኒ ግደ ዘለዎ ተበፃሕነት ክታበት Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ተበፃሕነት ምጥንር ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣፍር ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሉ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህፅናት ምስተወለዱ ዝወሃብ ኣገልግሎት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ጉበት ኣብ ሆስፒታል ኣበበች ጎበና ብዕሊ ተጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን ታሪኻዊ ዓዋት እናመዝገበት ትርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን እናመዝገበቶ ትርከብ ዓዋት ታሪኻዊን ልዑል ዓቕሚ ኢኮኖሚ ዝፈጠረን ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣፍይቲ ቡን፣ ለኣኽቲን መዳርጊ ኣካላት እቲ ዓውዲን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዲጂታል ክእለት ብምህናፅ ተወዳዳራይነት እናፈጠረት ትርከብ – ሕቡራት መንግስታት Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዲጂታል ክእለት ብምህናፅ ተወዳዳራይነት እናፈጠረት ትርከብ ኢሎም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት (ዩኤንዲፒ) ተወካሊ ኢትዮጵያ ሳሙኤል ዶ። ስምምዕነት ፖሊሲን ቁፅፅርን ንተወዳዳራይነት ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ትካላት ንግዲ፥ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንውፅኢታውነት ትግበራ ቀጣና ኣህጉራዊ ናፃ ንግዲ ብምውዳድ ምስራሕ ይግባእ-ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ Desta Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንውፅኢታውነት ትግበራ ቀጣና ኣህጉራዊ ናፃ ንግዲ ብምውዳድ ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፋር በድሩ፡፡ ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢን ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ትካላት ንግዲ ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት መንግስታት …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ማሕበር ትካላት መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናድኡዎ 5ይ ጉባኤ ማሕበር ትካላት መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ሓለፍቲ ዓውዲ ኣቪየሺንን ተወከልቲ…
ስፓርት ቼልሲ ምስ ባርሴሎና ዝገብርዎ ትፅቢት ዝገበረሉ ፀወታ… Desta Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓምሻይ ዙር መርሃ ግብሪ ሊግ ሻምፒየንስ ኣውሮፓ ቼልሲ ምስ ባርሴሎና ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ። እቲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 5፡00 ምሸት ዝጅምር እንትኸውን፥ ክልቲኦም ጋንታታት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ሊጋታቶም ዝገበርዎ ፀወታታት ብምስዓር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሕቶ መንበሪ ኣባይቲ ንምምላስ ቆላሕቲ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ Desta Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ዘሎ ሕቶ መንበሪ ኣባይቲ ንምምላስ ቆላሕቲ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎኹ ኢሉ። እቲ ምምሕዳር ብምትሕብባር መንግስቲ፣ ወለንታዊያንን ውልቀ ሃነፅቲን ብዙሓት ኣባይቲ ብምህናፅ ንዜጋታት ብፍትሓዊነት ተረባሕቲ ከምዝገበረ…
ቢዝነስ ትካል መድን ኢትዮጵያ መበል 50 ዓመት ምስረትኡ የኽብር ኣሎ Desta Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል መድን ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ክልተ ኣዋርሕ ዘካይዶ ዕላዊ ክብረ በዓል ወርቂ እዮቤልዮ መበል 50 ዓመት ምስረትኡ የኽብር ኣሎ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣቤል ታደሰ፥ እቲ ትካል ኣብ መድን ኢንዱስትሪ ፈላማይ ብምዃን ዕዉት ስራሕ ኣካይዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም Desta Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ጄነራል ዳግቪን ኣር ኤም ኣንደርሰን ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ምስ ኣዛዚ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ላውረንስ ዎንግ ዘቲዮም Desta Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ዝገብሩ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ሪፐብሊክ ሲንጋፖር ላውረንስ ዎንግ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዘተና ኣብ መንጎ…