ዝተጀመሩ ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ብሰሌጤንን ፅርየትን ንክፍፀሙ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመሩ ህንፀት ልምዓት ኮሪደርን ካልኦት መሰረተ ልምዓታት ብሰሌጤንን ፅርየትን ንክፍፀሙ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ሎሚ ንጎሆ ካብ ኡራኤል ብራስ፣ ቦሌ መድሃኒዓለም…