Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2025

ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ግብፂ መሓመድ ሳላህ ብፍፂም ቅላዕ ብዘመዝገባ ሸቶ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ።…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላዩ ሽመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላዩ ሽመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ፡፡ ንዝሓለፉ ክል መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ እንትካየድ ዝፀንሐ እቲ ቤት ምኽሪ፤ ሎሚ መዓልቲ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ…

ኣንጎላን ዚምባቡዌን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ  እንኸውን፤ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተራኸባ ኣንጎላን ዚምባቡዌን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅት ተፈላሊየን። ጄልሰን ዳላ ንኣጎላ ከምኡ እውን ኖሌጅ…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡-

ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ብኹሉ መዳይ ባህሊ ፈጠራ ስራሕ ብምስራፅ ቀፃሊ ዝኾነን ቅልጡፍን ዕቤት ጋህዲ ንምግባር ኢንተርፕረነርሽፕ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ። ሎሚ ሪቒቕ ፖሊሲ ልምዓት ኢንተርፕረነርሽፕ ፌዴሪኢ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ዲጂታል ካውንስል ብመርበብ ሓበሬታ ልዝብ ኣካይድና። ፖሊሲ…

በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንጄፒኤስ ቴሌቪዥን መጠንቀቕታ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንጂሰስ ፕሮፌቲክ ስፕሪት ቸርች (ጄፒኤስ ቴሌቪዥን ጣቢያ) መጠንቀቕታ ሂቡ፡፡ እቲ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት ዘመሓላልፉዎም ትሕዝቶታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ሃገርና ናፅነት ሃይማኖትን…

ትካላት ትምህርቲ መሕለዊ ድሌት ፖለቲካ ተገይረን ፀኒሐን ኢየን – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትምህርቲን ፖለቲካን ስለዝተደበላለቑ ትካላት ትምህርቲ መሕለዊ ድሌት ፖለቲካ ተገይረን ፀኒሐን ኢየን ኢሎም ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፡፡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ትምህርቲ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ኣምቦ…

ኣብ ሃዋሳ ዓመታዊ በዓል ንግሲ ቅዱስ ገብርኤል ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምርሒ ፖሊስ ከተማ ሃዋሳ ዓመታዊ በዓል ንግሲ ቅዱስ ገብርኤል ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ ኢሉ። ኣዛዚ እቲ መምርሒ ኮሚሽነር ግርማ ማቴዎስ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝሉዎ፤ ኣጋይሽ ተቐቢሉ ንትእንድን እቲ በዓል ንግሲ ብድምቀት ንምኽባር…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዘህነፆም ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ኤምባሲ ኬኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዘህነፆም 20 ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ኣረኪቡ። እቲ ሚኒስቴር ነቶም ኣባይቲ ኣብ ዝገበሮም ስነ ስርዓት ርኽከብ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፣…

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል ሓላፍነት ኣለወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል ሓላፍነት ኣለወን ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ። መበል 48 መድረኽ ዘተ ጉሚ በለል  “ብሄራዊ ራብሓን መራኸብቲ ሓፋሽን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቤት…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ዝሓለፉ ክልተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክትዕወታ ዘይከኣላ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ዓወት ንምምላስ ሎሚ ምሸት…