Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝፈላለዩ ዞባታትን ከተማታትን 2017 ዓ.ም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ብምትካል ምንስዕራር” ብዝብል ሓሳብ ተጀሚሩ፡፡ ሎሚ ዓመት እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዙሕ ረብሓ ዝህቡ ፈልሲታታ ብምትካል ምድላዋት…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ልዑል ውፅኢት ኣምፂኡ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ተግባራዊ ክኸውን ዝፀንሐ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኣብ ዲጂታል ስርዓት ልዑል ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)። ኩለመዳያዊ ዕብየት ምርግጋፅ ዝከኣል ኣሰራርሓ ስርዓት ብኢኖቬሽን፣…

ኢትዮጵያ ንሃገራት እቲ ዞባ ብኢነርጂ መሰረተ ልምዓት ተተኣሳስር ኣላ – ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምትእስሳር ትግበራ ዕዳጋ ኢነርጂ መሰረት ትኸውን ኣላ ኢሉ ኮሚሽን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ። ሕብረት ኣፍሪካ “ገምጋም ኩነታት ንፅል ዕዳጋ ኢነርጂ፣ ትካላዊ ምምሕያሽ መምርሒ…

ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዮ- ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ) ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዮ ኢሉ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ፡፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ማርያኖ ግሮሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ምስ ኣኬባ "ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025" ጎና ጎኒ ኣብ ማእኸል…

ኣብ ዓውዲ ጥዕና ህይወት ዘድሕኑ ቴክኖሎጂታት ብዝበለፀ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ህይወት ዘድሕኑ ቴክኖሎጂታት ንሕብረተሰብ ብዝበለፀ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ “ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025” ዓለም ለኸ መድረኽ ኣብ ኣዲስ…

ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ሕክምና መንሽሮ ተስፋሕፍሕ ኣላ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኢትዮጵያ ማእኸላት ሕክምና ጨረር ሕሙማት መንሽሮ እናስፋሕፈሐት ኢለን ። ተበፃነት ሕክምና መንሽሮ ኣብ ምድንፋዕ ዘድሀበ ዓለም ለኸ ፎረም 'ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025' ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እተን…

ሓምለዋይ ኣሰር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዕዙዝ ግደ ዝፃወት – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ዓ.ም ''ብምትካል ማንስዕራር''ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ወረዳ ዳራ ኦቲልቾ ተኻይዱ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ደስታ ሌዳሞ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ኣብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ…

መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኩለን መፈተኒ ማእኸላት ምሃብ ከምዝተጀመረ ኣገልግሎት ምዘና ትምህርቲን ፈተናታትን ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር)÷ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ብኦንላይንን ብወረቐትን…

ኣብ ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ጠመተ ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ክብ ኣብ ምባል ጠመተ ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም  'ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025' ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ሓይሊ ኣቶሚክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ(IAEA) ማሪያኖ ግሮሲ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጉባኤ ሬይስ ኦፍ ሆፕ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ…