ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈላላይ ሓሳብ ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህሊ ክብ ንምባል ግደ ትካላት ሃይማኖት ልዑል ኢዩ Desta Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈላላይ ሓሳብ ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህሊ ክብ ንምባል ግደ ትካላት ሃይማኖት ልዑል ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ሞሃሙድ ድሪር። ብኣሰናዳኢነት እቲ ኮሚሽን፥ “ግደ ምሁራን ሃይማኖት ንዕዉትነት ሃገራው ዘተ” በዘብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ…
ቢዝነስ ልዕሊ 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ኣታዊን ወፃኢን ተጎዓዒዙ Desta Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ እቲ ባጀት ዓመት ልዕሊ 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ኣታዊን ወፃኢን ተጎዓዒዙ ኢሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክሰን። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክሰን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ ናይቲ ትካል ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ጠንካራን ልኡላውነታ ዘኽበረትን ንክትከውን ዝሓዘቶ ፃዕሪ ምጥንኻር ይግባእ Desta Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ጠንካራን ልኡላውነታ ዘኽበረትን ንክትከውን ዝሓዘቶ ፃዕሪ ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ኣብታ ኣህጉር ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዝነጥፉ መዳርግቲ ኣካላት። ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ኣብ ናይጀሪያ ከተማ ኣቡጃ ኣብ ዝተጀመረ ኢምፖርት ኤክስፖርት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ሞያተኛታት መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተገበረ ዘተ ሓበራዊ ያታ ንምፍጣር ልዑል ግደ ኣለዎ-ምሁራን Desta Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞያተኛታት መራኸብቲ ሓፋሽ ምስ መንግስቲ ተቐራሪቦም ምዝታዮም ሓበራዊ ያታ ኣብ ምፍጣር ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ምሁራን ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን። እቲ ዘተ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ልምዓት ናይ ምፍፃም ዓቕሚ ብመረዳእታ ብምድጋፍ ንምቕራብ ናይ ኣሰራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ህዝባ እናዘተየት ማሕለኻታት ብምስጋር ዓወታ ክተቕፅል ኢያ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ህዝባ እናዘተየት ማሕለኻታት ብምስጋር ዓወታ ክተቕፅል ኢያ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ማሕበረሰብ ንግዲ፣ መራሕቲ ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ዘለዋ ልዑል ኣፈፃፅማ ንኢዱ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቡራት መንግስታት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ልኡኽቶታት ምኽባር ሰላም ዘለዎ ልዑል ብቕዓትን ፅቡቕ ኣፈፃፅማን ንኢዱ፡፡ ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ሕራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ 7 ቢሊየን ብር ወፃኢ እናተሃነፀ ዝርከብ መንደር ኢንዱስትሪ … mizan mekonen Jun 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበበ ብ7 ቢሊየን ብር ወፃኢ ህንፀቱ እናተዛዘመ ዝርከብ መንደር ኢንዱስትሪ ንግልጋሎት ንምብቃዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብ7 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ መንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽንን ፅርየትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Jun 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢኖቬሽንን ፅርየትን ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡ "ኢኖቬሽን ንኩለመዳያዊ ዓወት ሽፋን ጥዕና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብሚኒስትሪ ጥዕናን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዝተዳለወ ጉባኤ ብዙሓት ሃገራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘሳልጥ ስራሕቲ ምምሕያሽ የካየድ ኣሎ mizan mekonen Jun 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘሳልጥ ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፡፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ዓውዲ ለኣክን ኣምፃኢ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዝገጠሙዋ ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ የካየድ ኣሎ፡፡…
ስፓርት ኣዳም ላላና ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ነበር ተፃዋታይ ጋንታታ ሊቨርፑልን ሳውዝሃምፕተንን ኣዳም ላላና ርእሱ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ። ናይ ማእኸል ተፃዋታይ ኣዳም ላላና ኣብ 37 ዓመቱ ጫማ ከምዝሰቐለ ሎሚ መዓልቲ ኣረጋጊፁ፡፡ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዘነበሮ…