ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ርክበን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምዕባይ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ብትኹረት ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣዘርባጃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 721 ሺሕ ፓስፖርት ተሓቲሙ ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት 16 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ገቢ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ኣብ ዝሓፉ 6 ኣዋርሕ 10 ቢሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕ 206 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ልዕሊ 206 ሺሕ ሜትክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወደብ ጅቡቲ ተጓዓዒዙ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጰያ ኣፍሊጡ። ክሳብ ሎሚ መዓልቲ 7 ጥሪ 2017 ዓ.ም ዘሎ ከይዲ ስራሕ ምጉዕዓዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ስራሕቲ ሕድሳት ፋሲለደስን ልምዓት ኮሪደርን ኣዚዩ ዝበረታታዕ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ ሕድሳት ፋሲለደስን ልምዓት ኮሪደር ዕቤቶም ኣዚዩ ዝበረታታዕ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ጎንደር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፈንታሌ ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ዝርከብ ምንቅጥቃጥ መሬት ንነበርቲ ኣብ ስግኣት ከምዘውደቐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ፈንታሌ ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ብዝርከብ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ከባ ጎቦ ፋንታሌ ዝርከቡ ነበርቲ ኣብ ስግኣት ከምዘውደቐ ተሓቢሩ፡፡ ኮሙኒኬሽን ወረዳ ፈንታሌ ከምዝበሎ እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ ጉድኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ኩለመዳይ ስርዓተ ምግቢ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ኩለመዳይ ስርዓተ ምግቢ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ስርዓተ-ምግቢ ኢትዮጵያ ክሌማዊ ለውጢ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምላሽ ኣብ ምሃብ ትኹረዝ ዝገበረ መድረኽ…
ስፓርት ፀወታ ደርቢ ሰሜን ለንደን ትፅቢት ዝግበረሉ እንትኸውን ትማሊ ድማ ሊቨርፑል፣ ቸልሲን ማንችስተር ሲቲን ነጥቢ ደርቢየን Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት ተራኺበን 1 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚመን። ዌስትሃም ንፉልሃም 3 ን 2 እንትስዕር፤ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ብሬንትፎርድ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተኣማምን ቀረብ ነዳዲን ሸቐጣሸቐጥን ንኽህሉ መንግስቲ ልዑል ድጎማ ገይሩ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነዳዲ ሓዊሱ ስትራቴጂክ ዝበሃሉ ሸቐጣሸቐጣት ዘተኣማምን ቀረብ ንኽህልዎም መንግስቲ ልዑል ድጎማ ከምዝገበረ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። አይተ ኣሕመድ ሽዴ ከምዝበሉዎ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ልዕሊ 267 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 28 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ተወሪሱ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 28 ሺሕነ 608 ሊትሮ ቤንዚንን ናፍጣን ከምዝወረደ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ፤ ናብታ ከተማ እናቐረበ ኣብ ዝርከብ ቀረብ ነዳዲ፣ ዝርገሐን ከየዲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትራምፕ ናብ ዋይት ሃውስ ምስኣተኹ ምስ ፑቲን ክዝት እየ ኢሎም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ስልጣን ምስተረከቡ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ከምዝዛተዩ ተዛሪቦም፡፡ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ንካልኣይ ግዘ ስልጣን ዝጨበጡ ኣዛራራባይ ትራምፕ ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲታት ቃለ-ማሕላ ብምፍፃም ናብ…