Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ዘለዋ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ብዳይሬክተር ሓለዋ ሲቪልን ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝን ሕብረት ኣውሮፓ ጄኔራል…

መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ስራሕቲ ሕድሳት ተዛዚሙ ይምረቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ቤተ ክርስትያን ስራሕቲ ሕድሳት ተዛዚሙ ይምረቕ ኣሎ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት…

ልምዓት ተፋሰስ ብምስፋሕ ሃፍቲ ሓመድና ንምዕባለ ንምውዓል ምርብራብ ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ተፋሰስ ብምስፋሕ ሃፍቲ ሓመድና ንምዕባለ ንምውዓል ምርብራብ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ሃገራዊ ጎስጓስ ዝተዋደደ ልምዓት ተፋሰስ 2017 ዓ.ም ምጅማሩ ኣብሲሮም፡፡…

ትፅቢት ዝግረሎም ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ፀወታታት ኤፍኤ ካፕን ካራባኦ ካፕን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክምለስ ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ሊቨርፑልን ኣብዚ ዓመት ዘደንቕ ምንቅስቓስ እናገበረት ትርከብ ኖቲንግሃም ፎረስትን ዘራኽብ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ። ኣብ ኣብ…

ዕዳ ኢትዮጵያን ምስ ጥሙር ሃገራዊ ሃፍቲ ዘለዎ ብፅሒት ክትሕት ክብል ምግባር ከምዝተኽኣለ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ለውጢ ዓመታት ብዝተወሰዱ ስጉምቲታት ዕዳ ኢትዮጵያ ምስ ጥሙር ሃገራዊ ፍርያት ዘለዎ ብፅሒት ናብ 13 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ክወርድ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ውፅኢታት መመሓየሺ…

ኣዋጅ ታክስ ንብረት ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከባ ከተማታት ተፈፃሚ ዝኸውን ኣዋጅ ትክስ ንብረት ብኣርባዕተ ተቓውሞ ብዓሰርተ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂን ኣፅዲቑ። ታክስ ንብረት ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲ ንምዕሳል፣…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቶም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ምርምር ምልክት ቋንቋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምርምር ምልክት ቋንቋ ተተኣናግድ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ሎሚ ዘበን እናተኻየደ ዝርከብ ንመበል 15 ግዘ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡…

ኢኮኖሚ ብዘፈር ውልቀ ክምራሕ ብዝገብሩ ስጉምቲታት ዓወት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ብዘፍ ውልቀ ክምራሕ ንምግባር ብዝተወሰዱ ስጉምቲታት ለውጢታት ከምዝመፅኡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ማሞ ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተሰናደአ ኣብ ዝቐርብ ፕሮግራም ”ኢትዮጵያ ኢን…

ብኮንትሮባንድ ክሰኣን ዝነበረ ልዕሊ 107 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት ብምጭብርባር ንግዲን ኮንትሮባንድ መንግስቲ ክስእኖ ዝነበረ ልዐሊ 107 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2017 ኣካይዱ፡፡…