ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ንኽውዕል ምግባር የድሊ Gebremariam Weldegerima Jun 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት አበበ ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ናብ ልምዓት ብምልዋጥ ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ምውዓል ይግባእ ኢለን። ኢንስቲትዩት ምርምር ኣርማወር ሃንሰን (ኣህሪ) ‘ዕዙዝ ልምዓትን ምርምርን ጥዕና ንዝሐሸ ጥዕና’ ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወዳደርቲ ዜጋታት ንክትኮኑ እንተይሰረቕኩም ጠንኪርኩም ፈተናኹም ብባዕልትኹም ስርሑ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Desta Jun 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ፣ ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን ኣይተ ኣንተነህ ፈቃዱን ኣብ ዞባ ከንባታ ሓፈሻዊ ላዕለዋይ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ሺንሺቾ ተረኺቦም ናይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ብሓደጋ ኣውሮፕላን ህይወት ሓደ ሰብ እንትተርፍ 204 ሰባት ምሟቶም ተረጋጊፁ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህንዲ ኣብ ጥቃ መዕርፎ ነፈርቲ ኣህመዳባድ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን 204 ሰባት ምሟቶም እንትረጋገፅ ህይወት ሓደ ሰብ ምትራፉ ተሰሚዑ። ሎሚ ንግሆ ቦይንግ 787-8 ዝብል ስያሜ ዘለዋ እታ ኣውሮፕላን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣህመዳባድ ካብ መሬት…
ስፓርት ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሙሉጌታ ከበደ ተፈፂሙ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ሞንጎ ጎበዝ ኣጥቃዕቲ ተፃዋታይ ኢትዮጵያ ዝኾነ ሙሉጌታ ከበደ ሰነ ስርዓት ቀብሪ ኣብ ኮልፌ ዝርከብ መካነ መቓብር ሙስሊም ተፈፂሙ። ሎሚ ንጉሆ ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ኣስክሬን ስኒት ድሕሪ ምክያዱ ስድርኡ፣ ኣፍቀርቲ ኩዕሶ እግሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ልምዓት ከተማ ቢሾፍቱ ዝበፅሐሉ ብርኪ ዝተባብዕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሪደር ልምዓት ከተማ ቢሾፍቱ ኣብዚ ዝበፅሐሉ ብርኪ ንክበፅሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝበረታታዕ እዩ ኢለን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ሎሚ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝካየድ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካብ ነዚ ቀጣና ተረባሒ ዝገብር ኢዩ – ቴር ማጆክ (ዶ/ር) Desta Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራማሪ ትካል መፅናዕቲ ሰላም፣ ልምዓትን ፀፅታን ዩንቨርስቲ ጁባ ቶንጊክ ማጆክ (ዶ/ር)፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካብ ለምዓት እዛ ሃገር ካብ ምድጋፍ ብተወሳኺ ቀጣና መብራቕ ኣፍሪካ ተረባሒ ዝገብር ኢዩ ኢሎም። ቴር ማጆክ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ስርዓት ገምጋም ዝጠመተ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ስርዓት ገምጋም ዝጠመተ መበል 25 ጉባኤ ኢቫሉዌሽን አሶሴሽን ኣፍሪካ ካብ ሰነ 9 ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ። ንሰለስተ መዓልታት ዝካየድ ጉባኤ ኢቫሉዌሽን አሶሴሽን ኣፍሪካ ፣ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ከምኡ እውን ኢቫሉዌሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተኣኻኽብ ያታታት ብዝበለፀ ንምስፋሕ ኣብ ህንፀት ሓባራዊ ምንነት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ሞያ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ዘተኣኻኽብ ያታታት ብዝበለፀ ንምስፋሕ ብትኹረት ምስራሕ ትፅቢት ይግበረሎም ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኸ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ “ድሕሪ ሓቂ ዘበን ምስ ፍልጠትን ሓቅን”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲ ከምዝበልዎ፤ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት እንገብሮ ዘተ ብምቕፃል ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 242 መንገደኛታት አሳፊራ ዝነበረት ኣውሮፕላን ህንዲ ተሓምሺሻ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 242 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ለንደን ኣብ ምብራር ዝነበረት ኣውሮፕላን ህንዲ ተሓምሺሻ፡፡ ቦይንግ 787-8 ብዝብል መፍለዩ ዘለዎ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ምዕራብ ህንዲ መዕርፎ ነፈርቲ አሕመዳባድ ካብ መሬት ምስተለዓለ ምሕምሻሻ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ በቲ…