ፍሉይ ዞባታት ኢኮኖሚ ብፅርየት ፍርያትን ቅልጣፈን ናብ ወደብ ክበፅሑ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቦሌ ለሚ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣክስዮን ማሕበር ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ግልጋሎት ማእኸል ሓደ መስኮት ምሃብ ጀሚሩ፡፡
እቲ ማእኸል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ እቲ ማእኸል ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር)ን ከምኡ እውን ዋና…