ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ባሕሪ ብዝምልከት ዝልዓል ሕቶ ብትኹረት ክስራሕ ይግባእ- ምሁራን mizan mekonen May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዳይ በሪ ባህሪ ብዝምልከት ዝልዓል ሕቶ ከይተዘሓሓለ ብትኹረት ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም፡፡ ዓለም ለኸ ርክብ ተመራማሪ ጌትዮ ትርፌ መንግስቲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኣጀንዳ ተገይሩ ኣብ ዝቐረበሉ እዋን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ዓበይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 11 ሚሊየን ህፃናት ክታበት ንፍዮ ከምዝተውሃቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Desta May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን 11 ሚሊየን ህፃናት ክታበት ንፍዮ ከምዝተውሃቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብብርኪ ሃገር ንፍዮ ሓዊሱ በቢእዋኑ ዘጋጥሙ ነበዳታት ንምክልኻል ዘኽእል ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ይካየድ ኣሎ። መራሒት ኣፈፃሚት ስራሕ እኖታት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተበፃሕነት ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኣብ ምርግጋፅ ንኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ሰሪሓ ኢያ Desta May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተበፃሕነት ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኣብ ምርግጋፅ ንኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ምስራሓ ተሳተፍቲ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ ገሊፆም። ንኣርባዕተ መዓልታት ዝፀንሕ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ 12 ግንቦት ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ብምፍራሙ ዝጥዓሱ ሓድሓደ ኣካላት ጎንፂ ንኽፋጠር ድልየት ኣለዎም- ዋና ተደራደርቲ ፕሪቶሪያ mizan mekonen May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብምፍራሙን ህይወት ሰብ ብምትራፉ ዝተጠዓሱ ሓድሓደ ኣካላት ሕዚ እውን ጎንፂ ንኽፍጠር ድልየት ከምዘለዎም ዋና ተደራደርቲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዘተ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዋና ተደራደርቲ ዝነበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ መልማሊ ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ፀብፃቡ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ መልማሊ ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ፀብፃቡ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ኮሚቴ ንኣመራርሓ እቲ ቦርድ ኣብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ስራሕቲ ምፍላይ ብምክያድ ብመሰረት እቲ ኣዋጅ መመዘኒ ብምምለኦም ዝተመረፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ብቨርቹዋል ኣብ ዘካየዶ መበል 45 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- ፈለማ እቲ ቤት ምኽሪ ዝተዛተየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኮርፖሬሽን ኢንቨስትመንት ጀርመንን mizan mekonen May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኮርፖሬሽን ኢንቨስትመንት ጀርመንን ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ኣብ በኮትዲቯር ኣቢጃን ኣብ ዘካየድዎ ዘተ፤ ኣብ ኣፍሪካ ብውሑድን ማእኸለዎትን…
ስፓርት ኣትሌታት ኢትዮጵያ ካብ ትራክ ናብ ውድድራት ጎደና ዝገብሩዎ ፍልሰት… Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ቀረባ ዓመታት ንደሓር ኣብ ኢትዮጵያ መናእሰይ ኣትሌታት ናብ ውድድራት ጎደና እናምርሑ ምዃኑ ዘተሓሳስብ ጉዳይ እናኾነ ምምፅኡ ምሁራን እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ትምህርት ኮተቤ መምህር ስፖርት ሳይንስን ኣሰልጣኒ ኣትሌቲክስን ንጉሴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብራዚል ኣብነት እያ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን mizan mekonen May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ተኻይዶ ፃዕሪ ብራዚል ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ዓወት ቀንዲ ኣብነት ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ካብ 2ይ ውሕስና ምግቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግበራ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዞባ ጅማ ተሞክሮ ዝውሰደሉ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ እናተወገነ ዝርከብ ትግበራ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዝበረታታዕን ተሞክሮ ዝውሰደሉን ከምዝኾነ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ትሩፋት ሌማት፣ ስግግር ስርዓተ ምግቢን ግምጋም ኣፈፃፅማ ኮሚሽን ኣመራርሓ…