Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ፋይዳ ንኢትዮጵያ ናይ 5 ኪሎ ሜትር ጉያ ጎዳና ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ መለለይ መንነት ግንዛበ ንምምሕያሽ ዕላማ ዝገበሮ ናይ 5 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ጎዳና ኣብ ኣደባባይ ተኻይዱ፡፡ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ዘጀመርዎ እቲ ውድድር 25 ሺሕ ሰባት ዝተሳተፉ እንትኾን ልዕሊ 400…

ሃገርና ብዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፍሓሰላ ውዲት ዘፈሽል ጅግና ሰራዊት ኣለዋ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፍሓሰላ ውዲት ዘፈሽል ጅግና ሰራዊት ኣለዋ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መበል 47 ዓመት ምሰረታ እዚ ምዕራብ “ተምሳሌት ፅንዓት፤ ጋሻ ኢትዮጵያ”…

መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ነቀምቴ ስታዲየም ወለጋ ይኽበር ኣሎ። ኣኸባብራ ኣብቲ ስነ-ስርዓት፤ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት…

ካርሎ ኣንቼሎቲ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጣሊያናዊ ካርሎ ኣንቼሎቲ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ብምዃን ከምዝተሸሙ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ሪያል ማድሪድ ምስ ሪያል ሶሴዳድ ትገብሮ ፀወታ ላሊጋ ኣብ ማድሪድ ናይ መወዳእታ ሓላፍነቶም ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡ ኣንቼሎቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን…

ማንቼስተር ሲቲ ነጥቢ ተማቒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር መርሐ እንግሊዝ ምስ ሳውዛምፕተን ዝተራኸበት ማንቼስተር ሲቲ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊያ፡፡ ኣብ ካልኦት ፀወታታት ኤቨርተን ንፉልሃም 3 ን 1፣ ብራይተን ንወልቭስ 2 ን 0፣ ከምኡ እውን ብሬንትፎርድ…

መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምዕራብ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 47 በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ "ተምሳሌት ፅንዓት፤ ጋሻ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፓናል ዘተ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምኽባር፤ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ…

ኢትዮጵያ ኣብ ቻርተር ባንጁልን ማፑቶ ፕሮቶኮልን ዘለዋ ኣፈፃፅማ ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ቻርተር መሰል ሰባትን ህዝቢታትን ኣፍሪካ እናተሳተፈት ትርከብ፡፡ ኣብ ጋምቢያ ባንጁል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ÷ ኣብ እዋናዊ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ቻርተር መሰል ሰባትን ህዝቢታትን ኣፍሪካ (ባንጁል ቻርተር) ከምኡ እውን ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ምርካባ ንሰላም እቲ ከባቢ ልዑል ረብሓ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ምርካባ ንሰላም እቲ ከባቢ ልዑል ረብሓ ከምዝህልዎ ነበር ኣባላ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፔቲ ኦፊሰር ወንድወሰን ኣሰፋ ገሊፆም፡፡ ፔቲ ኦፊሰር ወንድወሰን ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መደብ “ኣንድ እድል” ኣብ ዝገበሩዎ…

ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 23 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ክውሃብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ መዛዘሚ ፈተና ካብ 23 ሰነ ክሳብ 8 ሓምለ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ሃገር ለኸ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኣይተ እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን፤ ብመርበብ ኢንተርኔት…

ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ – ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ክቀላጠፍ ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ፍሉይ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ካብ ኩሎም…