ኣብ ኣፍሪካ ድኽነትን ስእነት ስራሕን ንምፍታሕ ቆራፅነት ምጥንኻር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ድኽነት፣ ስእነት ስራሕን ኣድልዎን ንምፍታሕ ቆራፅነት ምትሕብባርን ምጥንኻር ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡
መበል 20 ዓለም ለኸ ትካላት ስራሕ ዝተመስረተ ናይ በዓል ሞያታት 'ሌቨር ቤዝድ…