Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ንፖሊስ ብቴክኖሎጂ ንምዝማን ቆላሕታ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ሰላምን ሓይሊን ዝኾነ ፖሊስ ብቴክኖሊጂ ዓቕሙ ንምዕባይ፣ ብስልጠና ንምዝማን፣ ናይ ስራሕ ቦትኡ ምቹእ ናይ ምግባርን ብሓይሊ ሰብ ንምጥንኻርን ቆላሕታ ሂብካ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል…

ገዛኢ ያታ ኣብ ምስራፅን ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ምህናፅን ኣብ ልምዓት ቋንቋ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ያታ ኣብ ምስራፅን ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ምህናፅን ኣብ ልምዓት ቋንቋ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። “ልምዓት ብዝሃ ቋንቋ ንህብረ ብሄራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ…

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ኢንዱስትሪ ብምዕባይ ንፅባሕ መሰረት ዘንብር ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ኢንዱስትሪ ብምዕባይ ንፅባሕ መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ እናተኻየደ ዝርከብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2017 ምስ ጎብነዩ…

ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር 3 ግኔቦት 2017 ዓ.ም ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ዩዳሔ ኣርአያስላሴ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፋይዳ መለለዪ መንነት…

ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ወርክሾፕ ጂኦፖርክታትን ጂኦቱሪዝምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ዩኔስኮ "ጂኦፓርክታትን ጂኦቱሪዝምን ንዘላቒ ለምዓት ዘለዎም ግደ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ  ዝሰናዳእ ወርክ ሾፕ ካብ 4 ክሳብ 5 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊ ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣማኑኤል ኤርቦ ኣመዝጊቡዋ፡፡…

ብልምዓት ኮሪደር ሓድጊታት እታ ከተማ ብምሕዳስ ከም ብሓዱሽ ክፋለጡ ምግባር ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ሓድጊታት ብምሕዳስ ከም ብሓዱሽ ክፋለጡ ምግባር ከምዘኽኣሉ ከንቲባ ምምሐዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ኣብታ ከተማ በዙሓት ዝርከቡ ቅድም ክብል…

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ – እስራኤል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን እስራኤልን ምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ልዝብ እናተገበረ ይርከብ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…

ኢንተር ሚላን ዶ ባርሴሎና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኢንተር ሚላን ምስ ባርሴሎና ሎሚ ምሸት ኣብ ሳንሴሮ ክራኸባ ኢየን። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 3 ን 3 ማዕረ ዝተፈላለያ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ሎሚ መዓክቲ ብርቱዕ ንሕንኽ ክገብራ…

ኢትዮጵያ ቡና ንሃድያ ሆሳእና ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ÷ኢትዮጵያ ቡና ንሃድያ ሆሳና 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ዲቫይን ዋቹኩዋ ብዘመዝገባ ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ሰለስተ…