ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጁአዎ ማኑኤል ጎንካሌቭ ሎሬንቾ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷”ሎሚንጉሆ ካብ ፕሬዚደንት ጁአዎ ማኑኤል…