ውህደት ኢኮኖሚያዊ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝበለፀ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውህደት ኢኮኖሚያዊ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝበለፀ ምዕባይ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡
6ይ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ምርኢትን ኮንፈረስን…