ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች አቤቤ ማእኸል ባህልን ትምህርትን ጣይቱ መሪቐን ከፊተን mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች አቤቤ ማእኸል ባህልን ትምህርትን ጣይቱ ሎሚ መሪቐን ከፊተን፡፡ ህንፀት እቲ ማእኸል ንኣርባዕተ ዓመታት ዝኣኽል ክስራሕ ምፅንሑ ኣብቲ እዋን ተገሊፁ፡፡ እቲ ማእኸል ቅድም ሕዚ መንበሪ ገዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅርየት መንደር ፍርያት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነቱ ንክዓቢ ዘኽአለ እዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶር) mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅርየት መንደር ምህናፅ ፍርያት ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነቱ ክውስኽ ዘኽአለ ምዃኑ ሚኒስትር ንግድን ዞባ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ፅርየት መንደር ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ብብዝሓት ዘይርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንክልተ መዓልቲ ክካየድ ዝፀንሐ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ፡፡ እቲ ኣኼባ ምዝዛሙ ስዒቡ እቲ ፓርቲ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ፦ ካብ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዝተውሃበ መግለፂ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ…
ጥዕና ፈጠራን ሃፍትን ብምውዳድ ዝርገሐ ዓሶ ንምግታዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓደሽቲ ፈጠራን ቅልጣፈን ከምኡ እውን ሃፍቲ ብምውዳድ ዝርገሐ ዓሶ ንምግታዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ ገሊፆም፡፡ ዓለም ለኻ መዓልቲ ዓሶ ንመበል 18 ግዘ "ሓደሽቲ ፈጠራን ሃፍቲን ብምውዳድ ብኹለ መዳይ ዓለም ለኸ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስነ ስርዓት ቀብሪ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሮማ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብ አደባባይ ቫቲካን ቅዱስ ጴጥሮስ እናተካየደ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ሃገራት መራሕቲን ኣቦታት ሃይማኖትን ሓዊሱ ልዕሊ 250 ሺሕ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተሰለፈሉ ዕላማ ዝተረደአ ብሄራዊ ሰራዊት ምክልኻል ተሃኒፁ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኩለመዳይ ዓወዲታት ዓርሱ እናብቀዐ ዝመፀን ዝተሰለፈሉ ዕላማ ዝተረደአን ፕሮፌሽናል ሰራዊት ተሃኒፁ እዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ እቶም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ምስ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ብዘመዝገቦ ዓወታት ከይተኹራዕረዐ ንዝበለፀ ልእኽቶ ዓርሱ ከዳልው ይግባእ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊ ፣ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ሓይልታት ምክልኻል መብርሂ ሂቦም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብታ ሃገር ዝመፀ ለውጢ ስዒቡ ዝተመዝገቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተኻየደ ኦፕሬሽን ተግባር ገበን ብልዑል ብርኩ እናነከየ ከምዝመፅአ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተኻየደ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ተግባር ገበን ብልዑል ብርኩ እናነከየ ከምዝመፅአ ተገሊፁ፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ኣፖሊስ ዲስ ኣበባን ሓፈሻዊ ኩነታት ፀፅታ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጊሙ። ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጡ፡፡ ፈላማይ ጉጅለ ህፁፅ ምላሽ ንፅህናን ኤፒዲሚዮሎጂካል ሩሲያ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ሓበራዊ ስልጠና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ማክታር ዲዮፕ ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ምስቶም ዋና ዳይሬክተር…