ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካሳሁን ዘውዱ ተሸላሚ ፋና ላምሮት ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 19 ኮይኑ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካሳሁን ዘውዱ ተሸላሚ ፋና ላምሮት ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 19 ኮይኑ። ንሰለስተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት መዕራፍ 19 ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተዛዚሙ። ናብ ውድድር ፍፃመ ዝሓለፉ ተወዳደርቲ፥ ብሩክ ሰለሞን፣ ዮሴፍ ጉልላት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ- ሌ/ጀ መሓመድ ተሰማ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናነት ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። ካብ ክፍለ ሰራዊት ክሳብ ኮር ዘለዉ ኣመራርሓ እዚ ምብራቕ ግደ መሪሕነትን ተዛመድቲ ኣጀንዳታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ተባሂሉ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁንግ ካንግ ገሊፆም። መበል 74 ክብረ በዓል ዘመትቲ ኮሪያ ኣብ ፓርክ ዝኽሪ ዘመትትቲ ኮሪያ…
ስፓርት ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ተዓዊቱ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ቻይና ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም ። ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ቀዳማይ ወፂኡ። እቲ ኣትሌት ብ12 ደቒቓን 50 ሰከንድን 45 ማይክሮ…
ስፓርት ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ተዓዊታ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ብ800 ሜትሮ ብዝተገበረ ውድድር ጒያ ዝበለፀ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣትሌት ፅጌ ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቓን 56 ሰከንድን 64 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ።
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ እስራኤል ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እስራኤል ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ን30 ሰዓታት ዝኣክል ብዝገበርዉ ብርቱዕ ስራሕ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ብዙሓት ነበርቲ ከባቢ እየሩሳሌም ተመዛቢሎም ኢዮም። 12 ሰባት ድማ ብሰንኪ ካብቲ ባርዕ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ፖስታ ትህብ ኣላ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ለውጢ ኣብቲ ዓውዲ ብዝተወገነ ስራሕቲ ምምሕያሽ ብኣገልግሎት ህፁፅ መልእኽቲ ፈላማይ ምዝ ዝኾኑ 10 ሃገራት ተርታ ምስላፍ ከምዝኸኣለ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ዳግማዊ ሃይልዬ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ…
ቢዝነስ ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም 974 ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ኣቪዬሽን ዘሰልጠኖም 974 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ተተካኢ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ካሴ…
ስፓርት መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 35 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ናይሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ፀወታ፥ ኣርሰናል ምስ በርንማውዝ ምሸት ሰዓት 1፡30 ዘካይድኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ። ሰዓት 8፡30 ኣስቶንቪላ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኩንታል ፍሪያት ተኣኪቡ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ‘ዚ ባጀት ዓመት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኩንታል ፍሪያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ግብርና ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ትሽዓተ ኣዋርሕ 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ…