Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ክልል ቤኒንሻንጉል ጉምዝ ልዕሊ 3 ሺሕን 100 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ከምዘእተወ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 3 ሺሕን 100 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ፡፡ ብፍሉይ ትሑት ኣፍረይቲ ወርቂ፣ ብኣዘዋወርቲን ብኩባንያታት ዝፈረየ 3 ሺሕን 170 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም…

ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ሰላም ዝተወገኑ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን መፍረያይነት የዕበዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ሰላም ኣቢሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብዝተወገኑ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን መፍረያይነት ክውስኽ ከምዝገበሩ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ክልል ኣብ ቀረባ ዓመታት…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ተሞክሮ ዝኸውን እዩ – ሞሰስ ቪላካቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕርሻ፣ ልምዓት ገጠር፣ ኢኮኖሚ ዘላቒን ልምዓትን ዩኒየን ኣፍሪካ ሞሰስ ቪላካቲን ዘትዮም፡፡ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ርኡይ ለውጢ እናመዝገበት…

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ምስ ምክትል ኣቦ ወንበር ሃገራዊ ኮሚቴ ፖለቲካዊ ኣማኻሪን ኣቦ ወንበር ፌዴሬሽን…

ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ኣይ ኤም ኤፍን ባንኪ ዓለምን ዉፅኢታዊ ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ኣሚት ዳርን ኣብ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (አይ ኤም ኤፍ)ን ኣብ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ውፅታዊ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ክልቲኦም…

ተመሃሮን መምህራንን ዝሰርሕዎ ፈጠራ ስራሕ ናብ ዝተመሓየሸ ብርኪ ንክበፅሕ ደገፍ ክግበር እዩ -ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረከባሉ መበል 10ይ ብብርኪ ከተማ ተመሃሮን መምህራንን ስራሕ ፈጠራ ሳይንስ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ፡፡ እቲ ዓውደ ምርኢት"ዕውት ፈጠራ ስራሕ ንትጉህ ወለዶ ብልፅግና ሃገር " ብዝብል መሪሕ…

ኢትዮጵያ አብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንሰብሃፍቲ ቻይናውን ምችውቲ እያ -ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ አብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንሰብሃፍቲ ቻይናውያን ምችውቲ ምዃና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ምክትል ኣቦ ወንበር ብሄራዊ ኣማኻሪ ኮሚቴ ፖለቲካ ህዝቢ ቻይናን ኣቦ ወንበር…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሕርሻ ብምዝማን ፍርያትን ምህርቲን ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሕርሻ ብምዝማን ፍርያትን ምህርቲን ንምዕባይ ዘኽእሉ ተግባራት እናተካየዱ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ሳልሳይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ቤት ፅሕፈት እቲ ክልል ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ…

316 ተረባሕቲ ማእኸላት ተስፋ ብርሃን ናብ ሰራሕ ፈጣርነት ተሰጋጊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 316 ደቂ ኣንስትዮ ተረባሕቲ ማእኸላት ተስፋ ብርሃን ደገፍ ተገይሩለን ኣብ ዝተፈላለዩ ሞያዊ ዓውድታት ክጣየሽ ተገይሩ፡፡ እተን ተረባሕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ሙያዊ ዓውድታት ንክዋፈራ ዘኽእል ስልጠናን ስራሕ ዝደልያሉ መሳርሒታትን ደገፍ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣውሶም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ እናተካየደ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣውሶም ልእክቶ ምርግጋዕን ደገፍን ሶማሊያ ሕብረት ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስተር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ን ካልኦት ሓለፍ ስራሕ ምርካቦም ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…