ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ተሃድሶን መሊስካ ምጥያሽን ነበር ዕጡቓት ዳግማይ ስልጠና ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ተሃድሶን መሊስካ ምጥያሽን ነበር ዕጡቓት ዳግማይ ስልጠና ጀሚሩ፡፡
ሕብረት ኣፍሪካን ትካላት ዓለም ለኸ ተዓዘብቲን ተወከልቲን ንነበር ዕጡቓት ክልል ትግራይ ዝውሃብ ተሃድሶን መሊስካ ምጥያሽን ከይዲ ስልጠና…