ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ማክታር ዲዮፕ ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ምስቶም ዋና ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 12 ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 12 ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበር ልምዓት ትግራይ "ጉባኤ ሕውየትን ተስፋን" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ሎሚ 17 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም. ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ታደሰ ወረደ ሓዊሱ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብያተ ዕዮ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘዳለወኦ ትልሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ካቢኔ ኣቕሪበን Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብያተ ዕዮ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘዳለወኦ ትልሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ካቢኔ ብምቕራብ ብምግምጋም ኣፅዲቐን። ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣብ ዝሓዞ ትልሚ፥ ኣብዚ ዓመት ሓምሳን ሸውዓተን ሚኢታዊ ተሓራሲ መሬት ናብ ሕርሻን ልምዓት መስኖን ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን እስያ ተዛትዩ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኣኼባ 2025 ዓ.ም.ፈ አይ ኤም ኤፍን ባንኪ ዓለምን ጎና ጎኒ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን እስያ ጂን ሊኩን ዘትዮም፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣብቲ እዋን÷ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባር መስኮች ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያ ዘቲዮም፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘትየን mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ጉዳያት ተዛትዮም፡፡ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብዋና ኣዛዚ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ በሪድ ዝተመርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንገዲ ኣየር ቻይና ናብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት በረራ ክህብ እዩ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክልተ መገዲ ኣየር ቻይና ኣብ መወዳታ 2025ዓ.ም.ፈ ናብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት በረራ ንምጅማር ትልሚ ምሓዞም ኣፍሊጦም። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግሥቴ ምስ ሰብ ሃፍቲ በዓል ዋና ቻይና ዝተትሓዙ ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ደሕንነትን ዑደት ገይሩ mizan mekonen Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዋና ኣዛዚ ኣርሚ ሮያል ሞሮኮ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ በሪድ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ዑደት ኣካይዶም። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ትዕግስት ሃሚድ ኣብቲ እዋን÷ ኢትዮጵያ ደሕንነት ሳይበር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ መዓልቲ ካብ ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ እናካየደ ይርከብ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ “ካብ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዛዕባ ኣውሶም ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ዩጋንዳ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት 26፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ልኡኽቶ ሓገዝን ምርግጋእን ሶማሊያ (ኣውሶም) ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ዩጋንዳ ኢንቴቤ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ተወከልቲ ልኡኻት ንኣውሶም ሰራዊት ዘዋፅኣ ሃገራት እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡ ንኢትዮጵያ ብምውካል ብሚኒስትር…