ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት:- 1.ሓገዚ ኮሚሸነር ኣበበ ውቤ፤ ምክትል ሓላፊ ኮሚሽነር ዘፈር ምክልኻል ገበን ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል 2.ሓገዚ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 10 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017/18 ዓ.ም ዘበን ፍርያት እታዎት ዝኸውን ልዕሊ 10 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ምጉዕዓዙ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ንፍርያት እቲ ዘበን 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ወይ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ሃረር ኣባል ፌደሬሽን ከተማታት ቱሪዝም ዓለም ኮይና mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከተማ ሃረር ኣባል ፌደሬሽን ከተማታ ቱሪዝም ዓለም ንምዃን ዘቕረበቶ ሕጊ ኣብ ሆንግ ኮንግ ዝተኻየደ÷ ኣኼባ እቲ ፌዴሬሽን ተቐባሊነት ምርካባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ…
ቢዝነስ መድሕን ፈንድ ተቐማጢ ገንዘብ 5 ነጥቢ 89 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 5 ነጥቢ 89 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ መድሕን ፈንድ ተቐማጢ ገንዘበ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ደሳለኝ ኣምባው (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤ እቲ ትካል ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ተጀሚሩ mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 24 ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ሎሚ ኣብ መቀመጢ ዋና እቲ ሕብረት ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሐሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፋኦን ኣብ ስርዓተ ምግቢን ሕርሻን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣብ ትካል ምግቢ ዓለም ዳይሬክተር ምግቢን ሕርሻን ዴቪድ ላቦርድ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ብሄራዊ ስትራቴጂ ምግቢ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ኣሰራርሓ ትካል ምግቢ ዓለም ብምውዳድ ብሓባር…
ስፓርት ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክገብራ እየን mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቦርሲያ ዶርትሙንድ ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣስቶንቪላ ምስ ፒኤስጂ ክገጥማ እየን፡፡ ኣብ ፈላማይ ፀወታ 4 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ክተስፍሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕለተ ሰሉስ ሰሙነ ሕማማት – መዓልቲ ሕቶ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሙነ ሕማማት ንረኽባ ዕለተ ሰሉስ፥ ኣይሁድ ሕግን ሓቅን መሰረት ዝገበረ ዘይኮነስ፥ ንኢየሱስ ክርስቶስ ዝኸስሱሉ ገበን ክረኽቡ ኢሎም የቕርብዎም ዝነበሩ ሕቶታት ዝዝከሩላ ዕለት ስለ ዝኾነት "መዓልቲ ሕቶ" ተብሂላ ከም ትፅዋዕ ሊቃውንቲ ኦርቶዶክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፒ4ጂ ቬይትናም 2025 ከምዝሳተፉ እውን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂክ ትልሚ ሕርሻ ፀጋ እቲ ካባቢ ማእኸል ዝገበረ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ የኽእል ተባሂሉ mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዝያዊ ምምሕዳር ዘዳለዎ ስትራቴጂክ ትልሚን ሕርሻ ÷ማይን ፀጋ እቲ ከባቢን ማእኸል ዝገበረ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋጥ ከምዘኽል ተገሊፁ፡፡ ልምዓት ገፀርን ልምዓት ፖሊሲን ኣብ ዘጣየሾ ቢሮ ምስ…