ምምሕዳር ገበን ፍትሒ ውፅኢታዊነት ንምዕባይ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምጉልባት ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ገበን ፍትሒ ውፅኢታዊነት ንምዕባይ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምጉልባት ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡
ሚኒስቴር ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሰ ምስ ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ምምሕዳር ገበን ፍትሒ ውፅኢታዊነት ንምዕባይ ኣብ ዝክኣሉሎም ጉዳያት…