Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…

ሁራ ሰለስተ ኣብ ቅነ በዓል ልደት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሁራ ሰለስተ፥ ኣብ ከባቢታት ኣፅቢን ወንበርታን ብኣብዛሓ ዝፍለጥን ዝፅወትን እዩ። ብዝተፈላለየ ቅድን ውቅዒትን ይፅወት። ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢን ወንበርታን ብፍሉይ ድማ ትሸዓንተ ዓዲ ዳራ፣ 33 ዓዲ ኣፅቢ፣ 12 ዓዲ ወንበርታ ዝፅወት (ዝርገፅ)…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ውህብቶ በዓል ልደት ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ውህብቶ በዓል ልደት ኣበርኪቶም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ መኣዲ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ መኣዲ ኣካፊለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብዚ ሕዚ እዋን÷ ሓቢርካ ምብላዕን ዝተገሙ ወገናትን ምሕጋዝ ባህል እናኾነ…

ኣብ ከተማ ማይጨው ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ቀበሌ 03 ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ኣብፂሑ። እቲ ባርዕ፥ ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ከባቢ ሰዓት 8:00 ኢዩ ኣጋጢሙ። ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ኣብ መደብርን መሸጠን ዝነበሩ ናውቲ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ብምሕላፎም ዝተሰመዐኒ ሓዘን ይገልፅ…

ኣዳማ ከተማ ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ኣብ ስታዲየም ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣብ ዝተገበረ ፀወታ÷ ኣዳማ ከተማ ንኽትዕወት ኦሜ መሓመድ፣ ነቢል ኑሪን ኤሊያስ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉኃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን መላላእ ዓለምን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ሰዓብቲ…