ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣጀሚሮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ÷ ቅልጡፍ ዕቤት ትራንስፖርት ኣየር ኢትዮጰያ እናሰፍሐ ዝመፅአ ዓለም ለኸ…