ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን ዓሊሙ ኣብ ዝካየድ ዘተ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብንቕሓት ክሳተፍ ይግባእ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ፥ ንሓበራዊ ተዓዋትነት፣ ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን ዓሊሙ ኣብ ዝካየድ ዘተ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብንቕሓት ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ፍልፍል…