ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መን ኢዩ ምሁር?” Desta Jan 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምኽኒያት ብምግባር ነበር ተምሃራይ እቲ ዩንቨርስቲ ዝኾኑ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል ርእሲ መፅናዕታዊ ፅሑፍ የቕርቡ ኣለዉ። ኣካዳሚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓ ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገርና ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ምረቓ ምርምርን ፖሊሲ ልምዓትን ምስረታ ማእኸልን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ። እተን ሚኒስትር ኣብ መበል ሓምሻይ ዓመት ሻውዓ ስሩዕ ኣኼባ ባህቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተን ልዝብን ንሃገራዊ ሓድነት… Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘተን ልዝብን ፀገማት ምፍታሕ ንሓድነት ዜጋታትን ንምዕባለ ሃገርን ልዑል ግደ ይፃወት ኢሎም ምሁራን ሕጊን ማሕበረሰብ ሳይንስን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተመራማሪ ሕጊን ፖለቲካ ሳይንስን ኣለማየሁ ገብረማሪያም (ፕ/ር)ን…
ስፓርት ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም Desta Jan 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሰንደርላንድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ክጋጠሙ ኢዮም። ኣብቲ ሊግ መበል ካልኣይ ደረጃ ዘሎ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ…