Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2026

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 1 ሚሊየን ሊትር ነዳዲ ተታሒዙ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ብዝተገበረ ቁፅፅር ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 1 ሚሊየን ሊትር ነዳዲ ተታሒዙ ኢሎም። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ንግዲን ቱሪዝምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምእካብ ኣጀንዳን ምፍላይ ተሳተፍቲን ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምእካብ ኣጀንዳን ምፍላይ ተሳተፍቲን ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ኣብቲ መርሃሐ ግብሪ መጀመሪ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ ከምዝበሉዎ÷…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ከባቢ የተባበሩት ኣደባባይ አካባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓደ ሰብ እንትሓልፍ 3 ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣጋጢሙ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ቶማስ…

ባንኪ ቻይና ንመህነፂ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ሓገዝ ፋይናንስ ንምግባር ድሌት ኣርእዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ቻይና ንመፈፀሚ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ሓገዝ ፋይናንስ ንምግባር ድሌት ኣርእዩ፡፡ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብን ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ ባንኪ ቻይና ዕዉት ዘተ ኣካይዱ፡፡…

ፈተናታት ናብ ዕድል – መግለፂ ናይ ለውጢ መንግስቲ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ካብ ዝኾነሉ 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠሙ ብዙሓት ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ፈተናታት ናብ ዕድል ብምልዋጥ ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም። ኣብ ለውጢ ዓመታት መንግስቲ ካብ ሞንጎ ዘጋጠሙ ፈተናታት፤ ምስ ዓብዪ ግድብ…