ናይ ትማሊ ሰባት ብዝዘከርና ቁፅሪ ናይ ፅባሕ ሰባት ነፍሪ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ትማሊ ሰባት ብዝዘከርና ቁፅሪ ናይ ፅባሕ ሰባት ነፍሪ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ፣ "እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ኣብፀሐኩም”…