ሎሚ ዘበን ዝካየድ ምርጫ ሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን መንግስቲ ይሰርሕ ኣሎ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝካየድ ምርጫ ሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ሓቛፊን ከምኡ’ውን ካብ ዝሓለፈ ምርጫ ዝሓሸ ንክኸውን መንግስቲ ጠንኪሩ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ…