Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ሎሚ መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ መንግስቲ ትልሚ 2017 ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ በጀት መንግስቲ ፌዴራል በጀት ዓመት 2018 ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.