Fana: At a Speed of Life!

ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኒ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኒ ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምለን፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጣሊያን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጂኦርጂያ ሜሎኒ እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ ደሓን መፅኣ ይብል ክብሉ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ መዓልቲታት ዝካየድ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ብሓባር ብምዃን ኣሰናዲአን ኢሎም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook www.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.