Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወረዳ ተንታ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣባላት ሓደ ስድራ ዝኾኑ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ተንታ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣባላት ሓደ ስድራ ዝኾኑ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እታ ወረዳ ወርቅነህ መላኩ ንፋና ዲጂታን ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ ብሰንኪ እቲ ጋህሶ መሬት ዝተንከባበለለ እምኒ ናብ ሓደ መንበሪ ገዛ ብምውዳቑ ኢዩ ኣጋጢሙ።

ብመሰረት እዚ ኣብቲ መንበሪ ዝነበሩ ኣባላት ሓደ ስድራ ሓረስቶት ዝኾኑ ኣርባዕተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም ኢሎም።

ብኣቤል ነዋይ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.