Fana: At a Speed of Life!

መሰረተ ልምዓት መገዲ ጉዕዞ ምዕባለ ንምድጋፍ ልዑል ሓገዝ ይገብር ኣሎ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መሰረተ ልምዓት መገዲ ጉዕዞ ብልፅግና ንምድጋፍ ልዑል ሓገዝ ይገብር ኣሎ  ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ።

ሃገራዊ ጉባኤ ዓውዲ መገዲ፥ “ብሓባር ንኢትዮጵያ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ።

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ፥ ህንፀት መገዲ ብመንግስቲ ልዑል ጠመተ ካብ መንጎ ዝተውሃቦም ዓውዲታት መሰረተ ልምዓታት ሓደ ኢዩ ከብላ ገሊፀን።

በቢከባቢኡ እንትግብሮም ፕሮጀክትታት መሰረተ ልምዓታት መገዲ ካብ መገዲ ብተወሳኺ ዕዳጋ፣ ዕድልን ኣፍደገ ስልጣነን ከምዝኾኑ ኣገንዚበን።

ስለዝኾነ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ነህንፀት መገዲ ግቡእ ደገፍ ነክገብሩ ኣፅንኦት ሂበን።

ብቤዛዊት ከበደ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.