“ብርሃን ፈንጣቂው ዓባይ” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ዘለዎ መፅሓፍ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)”ብርሃን ፈንጣቂው ዓባይ” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ዘለዎ መፅሓፍ ሎሚ ተመሪቑ።
እቲ መፅሓፍ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ መስ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምትሕብባር ዘሰናድእዎ ኢዩ።
ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም’
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብመልላእ ኢትዮጵያዊያን ሓድነትን ምትሕብባርን ተዛዚሙ ምምራቑ ይዝከር።
ብመራኦል ከድር
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!