Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማላዊ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ወዲ 85 ዕድመ ፒተር ሙታሪካ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማላዊ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ወዲ 85 ዕድመ ነበር ፕሬዚዳንት ፒተር ሙታሪካ ተዓዊቶም።

ካብ 2014 ክሳብ 2020 ዓ.ም.ፈ ነታ ሃገር ዝመርሑ ፒተር ሙታሪካ ሎሚ ዘበን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ አወን 56 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን መረፃ ማላዊ ገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ላዛሩስ ቻክዌራ ድመኛ ኣብቲ መረፃ 33 ሚኢታዊ ዝረኸቡ እንትኾኑ፥ ንተዓዋቲ ፕሬዚዳንት ናይ እንቋዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.