Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን እቲ ሊግ ክፃወታ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕጫ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ሎሚ ተሳሊጡ።

በዚ ድማ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን ክካየድ እዩ።

ብካሊእ ወገን ድማ ናይ ዓሚ ሰዓራይ ኢትዮጵያ መድን ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ምስ ኣዳማ ከተማ ክትገጥም ኢያ።

እቲ ውድድር ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዳማ፣ ድሬዳዋን ሃዋሳን ከምዝካየድ ተሓቢሩ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.