Fana: At a Speed of Life!

በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ – ኣባገዳ ጎበና ሆላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ ኢሎም ኣባገዳ ቱለማ ጎበና ሆላ።
 
ኣባ ገዳ ጎበና ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔን ሃርሰዴን 2018 ዓ.ም ባህላዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ብድምቀት ተኸቢሩ ምዝዛሙ ኢዮም ገሊፆም።
 
በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔን ሃርሰዴን 2018 ዓ.ም ባህላዊ ትውፊቱ ሓሊዩ ብድምቀት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝነበነሮም ኩሎም አመስጊኖም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.