ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ይካድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 6 ኪሎ ካምፓስ ይካድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መሳርሕቲን፣ ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም።
ስነ ስርዓት ቀብሪ ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ድማ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ኣብ መካነ መቓብር ጴጥሮስ ወጳውሎስ ክፍፀም ኢዩ፡፡
ተመራማሪ ታሪኽ ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ብዝሓደሮም ሕማም ሕክምናኦም እናተኻተሉ ድሕሪ ምፅናሕ 30 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ይፍለጥ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!