ውድብ ወለዶ ትግራይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ፖለቲካ ፓርቲ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንውድብ ወለዶ ትግራይ (ወለዶ) ሕጋዊ ክልላዊ መረጋገፂ ወረቐት ፖለቲካ ፓርቲ ሂቡዎ፡፡
እቲ ቦርድ ብኣዋጅ ብዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት ኢዩ 5 ሕዳር 2018 ዓ.ም ንወለዶ ሕጋዊ ክልላዊ መረጋገፂ ምስክር ወረቐት ፖለቲካ ፓርቲ ሂቡዎ ዘሎ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!